Author: aiga

ክሲ ዕጡቕ ምልሻ ሱዳን

ብ ልሙድ ጃንጃዊድ እናተብሃለ ዝፍለጥ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2023 ኣ/ፈ ጀሚሩ ምስ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኲናት ተረፂሙ ዝርከብ ዕጡቕ ሓይሊ ምልሻ ሱዳን ኣብ ኤክስ (ትዊተር) ብዝዘርግሖ መግለፂ ክሲ ኣቕሪቡ።…

ሰማህ ወይ አሉላ ?

የ ዮሃንስ ታማኝ … ውድ የአገሩ አገልጋይ ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ … ወዲ እንግዳ ቁቢ ናይ ትግራይ ተንቤን … ዙቁል ወርቂ ፍራይ ፍትህን የማያዛባ … ሁሉንም በአንድ አይን የሚያይ  …

ሰናይ በዓል መበል 49 ዓመት – ለካቲት 11

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዓይጋኒውስ፥ ኣብ ከይዲ ጉዕዞ ትግራይ ታሪኽ ኮይኖም ዝዝንተው ዕዉታት ተግባራት ከምዘለው ኩሉ ሓመቐ-መቀረ ድማ ደውታ ዘጋጠመና ግዜን ካብ ዝነበርናሉ ብራኸ ወሪድና ዝተረኸብናሉ ግዘ ውሑድ ኣይኮነን። ምጅማር ብረታዊ…