ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

መማረፂ ሓሳብ ምጥያሽ ካውንስል ትግራይ

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መተሓሳሰቢ፥ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል (ኮታ ሰብ ድርሻ ኣካላት) ብዝምልከት ዝቐርብ ዝኾነ ይኹን ሓሳብ ከም መማረፂ ቐሪቡ ቅቡነት ክህልዎ ዝኽእል ዓላማን ተልእኾን ናይቲ ዝጥየሽ ካውንስል ከም ዝውስኖ ምርዳእ ኣዝዩ…

ከ ‘ ጠላት ተባብራችኃል’ በሚል ግምገማና ክስ ከስራና ከሃላፊነት ውጭ ሆነው የቆዩት 19 የትግራይ ቴሌቪዥን ጋዜጠኞችና ድጋፍ ሰጪ ሰራተኞች ወደ መደበኛ ስራቸውና የሃላፊነት ቦታቸው እንዲመለሱ ፍርድ ቤት ወሰነ።

በፍርድ ቤት ውሳኔ ወደ ሰራቸው ከተመለሱት መካከል 10 ጋዜጠኞች ፣ 7 የቴክኒክ ባለሙያዎች ፣ 2 የፕሮሞሽን ክፍል ሰራተኞች ባጠቃላይ 19 እንደሆኑ ቲክቫህ ኢትዮጵያ የመቐለ ቤተሰብ አረጋግጧል። የፍርድ ቤት ወሳኔ ተከትሎ…

ኣታ ሰብ ዶ የለን ‘ዩ?

ቤት ምኽሪ ነጣየሽ! ኢሉ ዝሓተተ ህዝቢ ዘሎ ይመስል፥ መራሕቲ ህወሓት ህይወቶም ንኸትርፉ ብፌርመኦም ዘፍረስዎ ቤት ምኽሪ ኣመልኪቶም “ቤት ምኽሪ ዝጣየሽ ህዝቢ ድምፁ ምስ ዝህብ ጥራሕ ‘ዩ … ቤት ምኽሪ ንኸነጣይሽ…