ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ሰነ 21 እናተኮለዐት ንዘልአለም ክትነብር እያ!!

ብምኽንያት፣ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት፣ ሓራ ምውፃእ መቐለና፣ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ሓራ ምውፃእ መቐለና፣ ንወረርቲ መሕብኢ አስኢኑ-ዓለም፣ ዓይና ክተንቑሕ፣ ዝገበረ ዓብዪ ታሪካዊ ፍፃመ እዩ!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፣ አብ ውሽጢ ዓድን…