ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ሓደ ህዝቢ ኢና።

ዎልፍ ዋገን ህዝቢ ትግራይ፥ ካብ መበቆሉ ጀሚሩ ዓርሰ ምሕደርኡ አረጋጊጹ ዝሓደረ ሉኣላዊ ህዝቢ ንሙኻኑ መሰኻኽር ዘድልዮ ኣይኮነን። ታሪኽ ከም ዝሕብሮ ህዝቢ ትግራይ፥ ካብ ተጽዕኖ ናይ ደገ ሓይልታት ነጻ ዝኾነ ናተይ…