ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ኢትዮጵያ እንደ  ሃገር ህዝቦቿ እንደ ህዝብ የሚፀፀቱበት ቀን

ኣብዛኛው ኢትዮጵያዊ የራሴ ብሎ የሚያመልካቸው ሃይማኖቶች በዋናነት ተቀብላ ያሰራጨች ኣክሱም፤ የስልጣኔ ብቻ ሳትሆን የሃይማኖትና እምነት ማእከልነቷም ኣክሊለ ዘውዷ እንደ ተሸከመች ኖራለች፡፡ በየትኛውም ዓለም የማይገኙ ኣክሱም ብቻ የተጎናፈቻቸው ዕምቅ ሚስጥራት ኣሁንም…

መለክዒ ተወከልቲ ካውንስል ትግራይ እንታይ ክኸውን ይግባእ?

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መተሓሳሰቢ፥ ተዓዘብቲ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጌታቸው ካሕሳይ ረዳን ብመሪሕነት ህወሓት ዝተጣየሸ ኣድሏዊ ጊዜያዊ ምምሕዳርን ዘስምዕዎ ናይ ተቓውሞ ድምፂ መራሕቲ ህወሓት ኮኑ ካድረታቶም የጋውሕዎ ምስ ዘለዉ ፀለመታት መበገሲኡ ኾነ…

መማረፂ ሓሳብ ምጥያሽ ካውንስል ትግራይ

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መተሓሳሰቢ፥ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል (ኮታ ሰብ ድርሻ ኣካላት) ብዝምልከት ዝቐርብ ዝኾነ ይኹን ሓሳብ ከም መማረፂ ቐሪቡ ቅቡነት ክህልዎ ዝኽእል ዓላማን ተልእኾን ናይቲ ዝጥየሽ ካውንስል ከም ዝውስኖ ምርዳእ ኣዝዩ…