ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያን ሕወሓትን ዝብል ዜናታትን ፕሮፓጋንዳን ንህዝቢ ዝተፈላለየ ስምዒታትን ርእይቶታትን ክህብ ገይርዎ ኣሎ።

ተመስገን ሰይፉ ሓደ ካብ ስሙ ኣትሒዝኻ-እቲ ዘተ ወይ ምድርዳር ኣብ መንጎ መን ምስ መን ድዩ ዝግበር ዘሎ ዝብል ሕቶ የስዕብ ኣሎ።ንሱ ድማ መንግስቲ ትግራይ ድዩ ዝደራደር ዘሎ ወይስ ሕወሓት እዩ…

PERPETUAL PEACE

By Teodros Kiros ( Professor of Philosophy, Liberal Arts, Berklee College of Music Associate of Hutchins Center,  Professor at Harvard Extension School, Harvard University ) May this lead to  perpetual…