ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ቲዲኤፍ

አለና@2013 ቲዲኤፍ መን ዲኻ ምስ ዓለም ገጢምካ ናይ ልብኻ ዝገበርካ ሽም ተቐየርካ ዝድላዮም ተበሉኻ ‘ታይ አለኒ ምስ ሽምካ ትርፎ ምስ ቅያኻ ወትሩ ምሳኻ ክብርን ሞጎስን ንዓኻ ሳላኻ  እወ  ሳላኻ ሳላ…