Month: May 2022

“ማሕበረ ሰባዊ ለውጢ” ፪ አይ

ሙሉጌታ በሪሁን አቐዲመ ከም መዘኻኸሪ እዛ ጽሕፍቲ እዚአ ቕድሚ ፯ዓመት ጽሒፈ፣ አብ መጽሄት ውራይና ወፂአ ምንባራ እናሓበርኹ፣ጠቐሜታአን እተሕልፎ መልእኽቲ ድማ ዘላቒ ዝኾነ ረብሓ ህዝቢ ትፈጥርያ ኢለ ስለዝአምን፣ ሓደ ሓደ ዝውሰኽን…