Month: April 2022

ኣቶ ሚካኤል ብሩ ብከፊሉ እንክዝከሩ

ክቡራት ክቡራንን ኣንበብቲ-ቕድሚ ሎሚ ብዛዕባ ኣቶ መንገሻ ብሩ ኣድሂበ ብኸፊሉ ታሪኾም ኣልዒለ ሓናጢጠ ምንባረይ ዝዝከር ጉዳይ እዩ።እንሆ ንሎሚ ድማ ብመሰረት ካብ ኣብ ማሕበራዊ መራኽቦ ዘለዉ መቕርባተይን ኣዕሩኽተይን ዝመጸኒ ሓበሬታ መሰረት፣ገለ…

ኣደይ ኣኸዛ ገዘሀኝ ኣፍለይ መፄክን ከም ኣመለይ፧

4 – 1 – 2022                 ኣደይ ኣኸዛ ገዘሀኝ ኣፍለይ፡መፄክን ከም ኣመለይ፧ ሰላም ክቡራትን ክቡራንን፡እንሆ ንሎሚ ድማ እዛ ትስዕብ ሓጻር ዝክረይን ናዕታ ስምዒተይን ሒዘልኹም መፄአ ኣሎኹ፣እሞ ንቀደም በሉታ!    ኣብ`ዝሓለፈ ሳምንቲ…