Category: Parent

ጎራሕያ ቆልዓስ ዝሃብዎ ሒዙ ይበክይ።

ናብ ዝኸበርኩም ተናሓናሕቲ ውድባት ባይቶና፣ ፫ ወያነን፣ ውድብ ናጽነት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይ ሎሚ በለካን ለኽዐካን እንተይኮነ ዝጠልብስ በቲ ተረኺቡ ዝንሄ ኖዃል ሾሊኹ አትዩ ወጽዕኡን ስቃዩን ዘቃልለሉ፣ድምፂ ዝኾኖ እዩ አንቃዕሪሩ ንአምላኩ…