ምርግጋጽ ተሓታትነት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ዘይሕለፍ ቀይሕ መስመር እዩ።
ውልቃዊ ፃውዒት መሓሪ ታደለ ማሩ ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም ሓላፍነትን፣ ተዓፃፃፋይነትን ዝሓትት እዩ። መፃኢ…
Narrating Tigray!
ውልቃዊ ፃውዒት መሓሪ ታደለ ማሩ ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም ሓላፍነትን፣ ተዓፃፃፋይነትን ዝሓትት እዩ። መፃኢ…
ብ Gecho Mekellê ኣውሎ ክንብለኩም ፣ በዓል ገርሂ ልቡ ርክብ ተባሂሉ ፣ ዘየራኽብ ህዝቡ ሜዳ ዝወዓለ ፣ ኣሉላ እንተለኩም ሃደሚ ተውፅኡ ፣ ካብ ጣሻ ጎርጕርኹም። ማሰ ክንብለኩም ፣ በዓል ዘርሞ…
ኣብዚ ሰዓት እዚ መሪሕነት ህወሓት በይኑ ምስ ስርዓት ኢትዮጵያ ተላፊኑ ምስለኔ ሸዋ ዝኾነ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ክተክል ገዛ ዓፅዩ ላሕ ይብል ከምዘሎ ተረዲእና ኣለና፡፡ ፅንተት ህዝቢ ሃንዲሶም ዝፈፀሙ መራሕቲ ኢትዮጰያን…
“ሽማ መን ትበሃል’የ?” ዶ በለ ብርሃነ ሃይለ። እዚ ብ መሰረት እማመ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ትግራይ ክምስረት ዝበሃል ዘሎ ብ እንግሊዘኛ “Interim Regional Administration – IRA ” እንታይ እንተበልናዮ ነቲ ክፍፅሞ…
እዚ ፅሑፍ ሌ/ጀ/ ፃድቃን ብ እንግሊዘኛ ፅሒፉ ዝለኣኾ ኮይኑ ብ ሓገዝ Lesan.ai ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ ንእሽተይ ምምሕያሽ ተገይሩሉ ዳግማይ ዝተለጠፈ እዩ። ን ሕርያ ዋና መልእኽቲ እቲ ዋና ፀሓፊ ምስ እትደልዩ…
Tsadkan G/Tensae (Let. General, Rtd)22 February, 2023 Mekelle, Tigray As most of us already know, the Regional Government of Tigray has already designated a committee to study, propose and facilitate…