Category: Geez language

ሰነ 21 እናተኮለዐት ንዘልአለም ክትነብር እያ!!

ብምኽንያት፣ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት፣ ሓራ ምውፃእ መቐለና፣ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ሓራ ምውፃእ መቐለና፣ ንወረርቲ መሕብኢ አስኢኑ-ዓለም፣ ዓይና ክተንቑሕ፣ ዝገበረ ዓብዪ ታሪካዊ ፍፃመ እዩ!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፣ አብ ውሽጢ ዓድን…

ታሪኽ ከይድገም

ብ ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ ኣቦ መንበር – ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ መእተዊ – ተጋሩ ኣብ ታሪኽ ዘሕለፍናዮ መዋእል ብፈተናን ገድልን ዝተመልአ እዩ፡፡ ጥንታውያን ኣቦታትና ስልጣንኦምን መሬቶምን ንምውሓስ ክብሉ ምስ ደመኛ…

ብለይ ፍርዲ ካብ ተሓታትነት ናፃ ምግባርን ፍሽለት ፍትሒን (impunity and miscarriage of justice)

ብ ኢሳይያስ ሃይለማርያም ቕድሚ ወራርን ድሕሪ ‘ቲ ኹናትን ቑፅሮም ቐሊል ለይበሃል ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልትኣወጀ ምፅናት ዓሌት (genocide)  ብልተፈላለዬ ደረጃን መንገዲን ተሳቲፎም ‘ዮም። ኣፈፀምቲ  ‘ቲ ፋሽታው ፖሊሲ ካብ…

የትግራይ ችግር፥ የትግራይ ህዝብ ውክልና አለኝ የሚል የአመራሩ ችግር ነው።

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል (ክፍል አንድ) የጽሑፉ ዓላማ፥ ትግራይ እንደ ማህበረሰብ ድህነትና ጦርነት ያደከመን ህዝብ ነን። ለዘመናት በላያችን ላይ ከሰለጠነብን የሰቆቋ ህይወት መውጣትና ሰው የደረሰበት መድረስ የምችለው ታድያ እንዲሁ እየተሸናገልን ሳይሆን ድካማችንና…