Author: aiga

ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን፡ኣብ መዳይ ቋንቋን ታሪኽን

ቀዳማይ ክፋልክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ሰላም ክትብሉኒ ተስፋ እናገበርኹ፡ናብ ጉዳየይ ከብለኩም እፈቱ።ብዛዕባ ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን ሰሚዕኩም ወይ ኣንቢብኩም ትፈልጡ ኢኹም እብል።እቲ ምንታይ-ሲ፡ኣብ መዳይ ታሪኽን ቋንቋን ምድረ-ሓበሻ፡ ዝገብሮ ደርማስ…

ትግራይን ኤርትራን

ትግራይን ኤርትራን ሓደ ጳጳስ ኣይነበረን ኢሎም ዝፅሕፉ ጸሓፍቲ ታሪኽ-እዚኣ ሓንቲ ካብ መረዳእታት ትኸውን ኢያ እብል።ካልእ እውን ኣሎ እዩ። ኣብ 1947(1939) ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝነበረ ዕግርግር ኣስመራ ብዝብል ዝፍለጥ