Author: aiga

ህግደፍን መልሓስ ተመን ደገፍቱን ዘጉርዖም ዘሎ እንታይ ‘ዩ?

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ረስሓትን ጎሓፍን፥ ሃመማን ካልኦት ረስሓት ተሸከምቲ፣ ንጥዕና ወዲ ሰብ ሓደረኛታት ዝኾኑ ነፍሳት ከም ዘፍርን ዝፀውዕን ሁከትን ዕግርግርን ሞትን ጥኣፍትን ደቂ ሰባት ኣብ ዘለዎ ቦታ ተኣሊሹ ዘይሰኣን ድማ ኢሳይያስ…

የትግራይ አመራር የርዕሰ ሃያላኑ ስጋት ለመቅረፍ ምን ማድረግ ይችላል?

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መንደርደሪያ፥ ከሱዳን ጋር መክራ፥ የኢምሬት፣ የሶማሊያና የኤርትራ መንግስታትና አገራት አስከትላ መጥታ በተፈበረከ ሐሰተኛ ውንጀላና ትርክት በትግራይ ላይ ወረራ የፈጸመችና በትግራይ ህዝብ ላይ በሰብአዊነት ላይ የሚፈጸም የጦርና የዘር ማጥፋት…

ሓድነት ተጋሩ – “እታ ዕትሮ ኣይትሰበር ፣ እታ ኣንጭዋ’ውን ኣይትሕለፍ”

መዓርግ (ዶ/ር) ቶሮንቶ፣ ካናዳ። እዛ ሓፃር ፅሕፍቲ’ዚኣ ቅድም ክብል ናይ ዝወፃ ፁሑፋት መቐፀልታ እንትትኮን ዝተደገሙ ሓሳባት’ውን ይህሉው እዮም። ዝድገም ሓሳብ እንትሃለወ’ውን ኣይጎድእን። እቲ ዛዕባ ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ – ሓድነት ተጋሩ።…