Author: aiga

ዜና ዕረፍቲ፥ ዉሩይ ከራርን ድምጻውን ገብረዝጋብሔር ገብረጻድቕ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ!

ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት  13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…