ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ወልቃይት፥ ታሪኻዊት ሃረም ምድሪ ትግራይ-ትግርኚ

እቲ ካልእ መሬፄን-ገጻት ወልቃይት ምስ ዝግላህ! ኣብ ጉዳይ ወልቃይት ኣድሂበ ዝክረይ ደሪኹኒ ዝጀምርክዎ ፅሑፍ፡እንሆ ሣልሳይ ክፋል በጺሑ ኣሎ። እሞ ደኣ ንሎሚ ብዛዕባ ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያምን ፊተውራሪ ኣስረሰሀይ ኣምባየን፡ኣብ ከተማ ኣዲስ…