ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክሳለሙ ዝኸዱ ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም።

ብ ኣብርሃም ኣብ’ዚ ቕነ እዚ፡ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክበፅሑን ክሳለሙን ዝኸዱ ዜጋታት ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም። ኣብ ወርሒ ጥሪ ዕለት 21 ዓመት ዓመት ብድሙቕ…

Books

ብ ሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ማህለቅያ ኣልቦ ኲናት ዘርኢ ምጥፋእ ን ልዕሊ ክልተ ዓመት ካብ ዝኾነ ይኹን መሰረታዊ ኣገልግሎት ዝረኽብሉ ዕድል ተዓጊቶም ዝፀንሑ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዝነብሩ ምዑታት ተጋሩ…