Month: February 2024

ህያው ስራሕቲ ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ (ታኣምራት ዓይጋ)

ስራሕቲ ነብስ-ሔር ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ ኣብ እቶም ኣዝዮም ፀለውቲ ዝብሃሉ ጉዳያት ዘተኮረን ኣዝዩ ዓሚውቕ ምርምር ዝሓትቱን ዓውድታት ኣድማዒ ለውጢ ዘምፅአ ትጉህ ጋዜጠኛ ነይሩ። ከም ኣብነት እንተጠቒስና እኳስ መደብ መእሙናይ ዘይንኳሕኩሖ…