Month: October 2023

መርድእን ቅንያት ብሄራዊ ሓዘንን ጀጋኑ ስውኣት ትግራይ

ብምኽንያት መርድእን ቅንያት ብሄራዊ ሓዘንን ጀጋኑ ስውኣት ትግራይ ባንዴራ ትግራይ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ትሕት ኢላ ክትስቀል ኢያ- ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ትግራይ ንህላወ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ እዚ…

“ዝተኸፈለልና ዋጋ ኣዝዩ ከቢድ እዩ!”

እዋናዊ መግለፂ ዓይጋ እቲ ካብ ጥንቲ እናተወራረሰ ዝመፅአ እምቢ ን ባርነት ወያናይ ሰዓርነት ብ ኣናእሽቲ ጠለባት ከምዘይተረኸበ በብእዋኑ ብዝኽፈሉ መስዋእትነት ትውልድታት ክብርኻ ኣሕሊፍካ ከይሃብካ ከምዝፅናሕ ነባራይ ምልክት ይፀዋዕ እንተዝብሃል ኣብ…