Month: December 2022

ዜና ዕረፍቲ፥ ዉሩይ ከራርን ድምጻውን ገብረዝጋብሔር ገብረጻድቕ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ!

ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት  13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…

ንሕና!

ያሬድ ሕሉፍ ንሕና! ንሠርሕ  የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ I’ll ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ:: ንሕና ተጋሩ ንሳቶም አምሓሩ ብደም ስብ ዝሰኸሩ::…

በወቅታዊ ጉዳይ ላይ የመንግስት ኮሙኒኬሽን አገልግሎት የሰጠው መግለጫ

ካብ’ዚ መግለጺ መንግስቲ ኣቢይ ኣሕመድ ትርድኦ ነገር ተሃልዩ።እቲ መስርሕ እማመ ሰላምን ዉዕሉን ኣብ ሰንኮፍ ከም ዝወደቐን ኣብ ሃለውሳ ከም ዝተሽመመን የረድእ። ኣብ ታሪኽ ዓለም፡ኣብ መንጎ ክልተ ኣኻላት ወይ መንግስታት ወይ…