ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ መቐለ ንዝርከቡ 406 ፅጉማት ማሕበረሰብ ትግራይ 406 ሽሕ ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣከፋፊላ
ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓትትግራይ ኣብ ከተማ ዊንድሶር ካናዳ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ብር 300,000፤ ተወለድቲ ከባቢ ደቂ ኣንገረላ ዓረ ደቂ ኣምሓረ ኣኮሎግዛይ ኤርትራ ድማ ብር 106,000 ብድምር ብር…
Narrating Tigray!
ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓትትግራይ ኣብ ከተማ ዊንድሶር ካናዳ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ብር 300,000፤ ተወለድቲ ከባቢ ደቂ ኣንገረላ ዓረ ደቂ ኣምሓረ ኣኮሎግዛይ ኤርትራ ድማ ብር 106,000 ብድምር ብር…
ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ’ሰላም ንኹሉ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዘዳለወቶ ቀልቢ ብዙሓት ዝሰሓበ ውቁብ ካርቫል ስምምዕ ሰላም ዝድግፍን ቀፃልነቱ ንክረጋገፅ ፃውዒት ንምቕራብን ዝዓለመን ነይሩ።…
TDA PR Office Under the motto of ‘’PEACE For ALL/ ሰላም ንኹሉ’’, Tigrai Development Association has organized a beautiful healing carnival today with the core objective to advocate the peace…
መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ: መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ አዱ ፈሪሱ መን ኽነብር አብገዝዑ ደቂሱ: መን ዛሒዛሕ ኢሉ አልቂሱ መን ኽድቅስ ተሓጊሱ: መን ተሓንኪሉ መን ኽኸይድ አስተዊዒሉ: ናይመን ዓዲ ተወሪሩ ናይመን ኽነብር ተኸቢሩ: መን ኽሓድር ፀሚኡ ጠምዩ መን ኽነብር በሊኡ ሰትዩ: …
ሰላም ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም-ኣንበብትን ተኸታተልትን መፍተል ሓበሬታ ዓይጋ፧ ሰላም ክትህልዉ በዓል ተስፋ እየ። ክቡራት ኣንበብቲ፡ምስ ኮነሬል ለገሠ ተገኝ ኮምሽነር ፌደራል ፖሊስ ነበር፡ኣብ ቀረባ መዓልታት ቃለ- መጠይቕ ከነኻይድ መደብ ሒዝና ኣሎና።…
By Teodros Kiros ( Ph.D) In what follows I would like to give an outline of a vision which deserves a book which could guide us to go forward in…