Category: Geez language

ካብ ግዱሳት ሙሁራን ትግራይ

ናብ፦ ኣሰናዳኢት ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ግዱሳት ሙሁራን ትግራይ ዝቐረበ መበገሲ ሓሳብ መእተዊ ንቡዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፁ ፀገማትናን፤ ሳዕቤን እቲ ናይ ሐዚ ኲናት ዝኾኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም እቲ ዘለናዮ ኩነታት…

ካብ ኣቦታት ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ዝተውሃበ ቃል፥

ካብ ገፅ-መፅሓፍ ካሕሳይ ኣብርሃ: “ንሕና መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ዝመስረትና፣ ‘ኣይተድልዩናን’ ኢሎም ስለዝደፍኡናን ክንበርስ ስለዝጨፍጨፉናን እምባር ብፅጋብናን ባህግናን ኣይኮነን። ኣይተድልዩን ኢሉ ከጥፍአካ ንዝወሰነልካ ኣካል…

የለመደች ጦጣ ሁልጊዜ ሽምጠጣ ……

በ ሙሉቀን ወልዴ አብይ አህመድ የመሰለ አፉን ከፍቶ የሚያላግጥ መሪ በኢትዮጵያ ታሪክ ውስጥ ምናልባትም የመጀመሪያው ሰው ሳይሆን አይቀርም፡፡ አብይ በየጊዜው የሚሰጣቸው ትንተናዎችና ንግግሮች ተከታትያለሁ፤ መሰረታቸው ግልብ ከመሆናቸው በላይ እራስ በራሱ…