ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ቐፂሉ ምዕራፍ ኣብ ዲፕሎማሲ ትግራይ

ርክብ ወፃኢ መብዛሐቲኡ ጊዜ ብማእኸላይ መንግስቲ ዝምራሕ ዋላ እንተኾነ ኣብዚ ሓዚ ዘለናሉ ጊዜ ድማ ምስ ምምዕባል ተዋሳእቲ ኣብቲ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ካብ ማእኸላይ መንግስቲ ንታሕቲ ዝርከቡ ኣወዳድባታት ማለት እውን ክልላት/ፌዴሬሽናት/ግዝኣታትን…