Month: June 2022

ብለይ ፍርዲ ካብ ተሓታትነት ናፃ ምግባርን ፍሽለት ፍትሒን (impunity and miscarriage of justice)

ብ ኢሳይያስ ሃይለማርያም ቕድሚ ወራርን ድሕሪ ‘ቲ ኹናትን ቑፅሮም ቐሊል ለይበሃል ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልትኣወጀ ምፅናት ዓሌት (genocide)  ብልተፈላለዬ ደረጃን መንገዲን ተሳቲፎም ‘ዮም። ኣፈፀምቲ  ‘ቲ ፋሽታው ፖሊሲ ካብ…