Category: Parent

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ማሕበርኩም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብሰንኪ ኵናት ኣዝዩ ከቢድ ዕንወት ዝበፅሐን 50 ቀዳማይ በርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ብናውቲ ንምምላእ ዝዓለመ “ውህብቶ ሓዱሽ ዓመት ንተምሃሮ ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ቃል መራኸቢ ሓፋሽን ማሕበራዊ ሚድያን…