ማሕበርኩም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብሰንኪ ኵናት ኣዝዩ ከቢድ ዕንወት ዝበፅሐን 50 ቀዳማይ በርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ብናውቲ ንምምላእ ዝዓለመ “ውህብቶ ሓዱሽ ዓመት ንተምሃሮ ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ቃል መራኸቢ ሓፋሽን ማሕበራዊ ሚድያን ብቀጥታ ዝፍኖ 1 ሚልየን ዶላር ንምእካብ ሽቶ ዝሓዘ ውራይ ኩሉ ትግራዋይ ዝኾነ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ካብ ጳጉሜን 4-6 2015 ዓ.ም ስለዝሳለጥ እዚ ሊንክ  https://www.youtube.com/watch?v=BUCxEg0Q0BY ሼር፣ ላይክ፣ ሰብስክራይብን ፎሎውን ብምግባር ኣብ ከሉ ኩርናዕ ዓለም ዝርከብ ትግራዋይን ካልኦት ግድሳትን ንክበፅሖም ንግበር።   ዕውት ንክኸውን ንሕበር ንሓግዝ! ልምዓት ዓዲ ብደቂ ዓዲ!

ፕሌጅ ዝግበረሉ ሊንክ፤ https://www.pledge.to/tigrai-development-association-fundraising-sep-9-10-2023

ብቀጥታ እንሳተፈሉ ዙም ሊንክ፣ ዙም ኣይድን መእተዊ ኮድን

https://us06web.zoom.us/j/85973049385?pwd=QThQSFovYkY4eFZIQXhiNnZ0VFh6UT09

ዙም ኣይዲ= 85973049385

መእተዊ ኮድን= 732289

By aiga