ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

“ሓሳዊ ከም ኣፉ፡ ሰራቒ ከም ኢዱ ይመስሎም!”

ብ ፍፁም ተኽላይ ኣብ ነዊሕ ታሪኽን ባህልን ሕብረተሰብና፣ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ሽሕ ግዜ ትለብም’ምበር፣ ንወላዲት ኣዲኣ  ብዛዕባ ባህርን እንታይነትን ሕማም ሕርሲ ክተምህራ ተራእዩን  ተሰሚዑን ኣይፈልጥን እዩ።እዚ ማለት ግን ሓላ ሓሊፉ…

ታሪኽ ምድረ-ሓማሴን፡ኣብ ዘመነ ሃፀይ ዮሓንስ ብኸፊሉ

ተፅሓፈ ብ ኣብርሃም ብርሃነ      ኣብ ጉዕዞ ታሪኽ ወድ ሰብ፡ታሪኽ ዝበሃል ዓውደ-ትምህርቲ፡ተኣፋፊ ብምኳኑ መስለኒ፡ ኣዚዩ ኣካታዕን ኣሰሓሓብን`ዩ።ወላ እኳ ወለድና፡ “ጭብጢ የጫብጥ ማእሲ የገላብጥ” ቢሎም ተመሰሉ፣ዉርሻ ተኰነ ተውረሱና፣ዋርሳ ዉርሻ ግን ሰናይ…