Farewell Message From Founder!
For over two decades Aigaforum has been owned by a dedicated owner and managed by wonderful volunteers. The requirement to…
Objectives of Starving Tigray: Confession of the Ethiopian Regime
Isaac M. 01-06-22 The spokesperson of the Ethiopian regime, Mr Legesse Tulu confessed, without any hesitation and endeavour of hiding his…
የምዕራባውያን ተጽዕኖ በትግራይ ሠራዊት እስከ ምን ድረስ?
ዐቢይ አህመድ ዓሊ ያለ አንዳች ቅድመ ሁኔታ የኢትዮጵያ ተፈጥሯዊ ሀብትና ንብረት ለርዕሰ ኃያላኑ አገራትና መንግስታት አሳልፎ እስከሰጠ ድረስ ምዕራባውያን አገራትና…
ንሕና ንዓድና – ዓድና ንዓና!!
Getachew Aregawi(Wurayna)01-01-22 1. ግድነት ዝዕወት ቃልስና ~ ስቓይና ምብዝሑ ንዓወት እዩ፡ ‘ suffering…. success, “no pain, no gain” ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ ኩለመዳያዊ ስቅያት ገዚፍን ብዙሕን ብምዃኑ እቲ ብግድን እንዕወተሉ ቃልስና ብሓፂር ግዜ ክውዳእ ምብሃግና ግቡእ እዩ። ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ቅሩብ ዘናውሕ ነገር እንትርከብ ኣብኡ እንተሎ ስቓይ ህዝብና ምንዋሕ ስለዝኾነ ስቓይና በዚሑ፡ ነዊሑ ኢልና ነንፀርፅር። ግቡእ ኽኣ። ሓቂ እኮ እዩ። ህዝብና እኮ ክሳብ ሐዚ ምንቅስቓሱ ተገዲቡ (ነዳዲ የለን)፥ ባንኪ የለን፡ ዋላ ቅርሺ ይሃልዎ ምንም ክገብር ኣይኽእልን፥ መብራህቲ የለን (ዋላ ብቕልፅምና ባዕልና ዝገበርናዮ ውሱን መፍትሒ እንትሃለወ)፥ ስልኪ የለን፥ ሸቐጣሸቐጥ የለን፥ መሃያ የለን፥ መድሓኒት የለን፥ ዝኾነ ባጀት የለን፥ ብኡ ልክዕ ምፍራይ የለን፥ ሓገዝ የለን….ዋይ ክትሓስቦ መደመሚ። ኣረ ኸመይ ኢሉ ይነብር ኣሎ እዚ ህዝቢ እዙይ? ግን ክኣ ይቃለስ። እቲ ስቓይ ብዙሕ እዩ፥ ገዚፍ እውን እዩ። ህዝብና በቢመዓልቱ ብድሮናት እታ በስናዕ ክሓዲት ሃገረ ኢትዮጵያን መወልታን ይድብደብ፣ ይጭፍጨፍ ኣሎ። ካብ ትግራይ ወፃእ ኣብ ካልኦት ክፍላት እታ ካሕዳምን ጨፍጫፊትን ሃገር ብፍላይ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ትግራዋይ ኣብ ‘ገሃንም’ ከምዘሎ እዩ። ምዕራብ ትግራይ ህዝቡን መሬቱን ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ ዝፍለጥ እዩ። እወ እቲ ስቓይ ብዙሕ እዩ እዙይ ሑስካ ኣይህረስን። ደቒቓ ኣይኮነን ሰከንድ እውን ክትባኽን የብላን። እቲ ስቓይ ግን ንምቑዛም ንምንፅርፃር ኣይኮነን ነልዕሎ፥ ንቓልስን ዓወትን እዩ። “success requires suffering, toil,and effort: no pain,…
የአብይ አህመድ የጨነገፈ አመራር
ከባለ አገሩ 1-5-22 የአብይ አሕመድ የከሸፈበት አመራር በሚል ርዕስ ለአንባባያን ባደረስኩት አጭር ማስታወሻ አብይ አህመድ የአገር እዳ ሸክምና ጋሬጣ መሆኑን…