ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ሕቶ ኣሎኒ!

ብ ኣብርሃም ብርሃነ ሰላም ክቡራት ኣዳለውቲ፡ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ኣብ መደበር ተለቪዥን THM ጋዜጠኛ ሚሚ ስብሃቱ ከም ጋሻ ኰይና ከም ትቐርብ ተሓቢሩ ኣሎ።እሞ ዝተቐርጸ እኳ ዝመስል ተኰነ ግን ካልኣይ ዕድል ምሕታት…

Aksum!

Tegadelay Belay Ambelay Seated at edge of the monolith, one of a kind, go round the world you cannot not find, you see not even remotely close  to it, man had…

ሓፀርቲ ዜንታት ስለ ደሃይ ህዝብና

ትማሊ ኣንስቶም ነቶም ኣብ ትግራይ ተዋፍሮም ዘሎዉ ኣባላት ፖሊስን ጸጥታን ብወዝቢ ረኺብና ነይርና። ንሰን “ሎሚ ይሓይሽ ቅሩብ ቀሲና ኣሎ።ኩናት የለን።ቶኽሲ ሓሓሊፉ ይስማዕ እዩ።ስልኺ ሕልፍ-ሕልፍ ኢሎም ይድውሉልና እዮም።” ካብ’ቶም ካብ ኣዲስ ኣበባ…

ውዕል ፈረስ-ማይ

ብ ኣብርሃም ብርሃነ ሰላም ክቡራት ኣንበብቲ፡መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ-ፎረም ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ኣኣብ ዘሎኩምዎ ሰላምን ቕሳነትን እምነየልኩም። ፈጣሪ ድማ ነዚ ዘሎ ዋግዋጎ ሰላም፡ብምሕረት ዓይኑ ብምርኣይ፡ንሱ መስፍን ሰላም ካብ ኰነ፡ምሉእ ዝኰነ ሰላም…