ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ኣቦን ወድን

ሻለቃ ዳዊት ወልደግዮርግስ፡”ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ የብሉን።…” ኢሉ ኣብ ኣኼባ ምዝራቡ ንብዙሓት ኣቆጢዑ ይርከብ። ሻለቃ ዳዊት “ራዛ ናይ ኣቦኻ ሓዛ!” ግዲ ኰይንዎ ንኣሰር ወላዲኡ ኣብኡ ተኰልኺልዎ ይርከብ። ኣብ ዘመነ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ተዃሳሓይን ሓንፋሺ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያን ናይሮብን መግለፂ ክቑጠብ ይግባእ።

መንግስቲ ትግራይ ን ልኡም መፈፀምታ ስምምዕ እማመ ሰላም ንምትግባር ኣብ ዘለሉ ግዘ ነዚ ዘፍርስ ኣካይዳ ዘስተርሁ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሚንከሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ብ ዕለት 8 ታሕሳስ 2015 ዓም “የ መቐለ…

ተጓንፎይ ምስ ከራሪ ኣቶ ገብረ-ቀዳማይ ክፋል

ሰላም ሰላም ክቡራት ኣንበብቲ፡መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ሰላምን ጥዕናን ኣኣብ ዘሎኹምዎ ድማ እምነይ።በሉ’እምበኣር ናብ ሓፂር ፅሑፈይ ከብለኹም  እፈቱ። እወ፡”ህይወት ወዝቢ እያ፣ንሳ ብዝመርሓትኻ ኢኻ ትተምም።” ዝብሉ ኣሎዉ።ብኣንጻሩ ድማ “መርሖ…

ምስጢር እቲ  ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ጸለመ እንትቅላዕ፣!

©ብፍጹም ተኽላይ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ዝፈልጦም ዶክተር ሓሰን ኣደም ዝተባህሉ ዕድመን ቀለምን ጽግብ ዘበሉ ነበሩ። ዶክተር ሓሰን  ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ንልዕሊ 36 ዓመታት ዝነበሩን ኣብ ዝተፈለለዩ ስቴታት ‘ታ ሃገር  ኣብ…