ኲናት ዶግዓሊን መንገሻ ብሩ ወልቃይቴን
ሎሚ መዓልቲ ዕለት 18 ጥሪ 2015 ዓ/ም እዩ።ኣብ’ዛ ዕለት እዚኣ፡ቕድሚ 136 ዓመት ድማ እቲ ዓርሞሻሽ ዝኰነ ታሪኻዊ ኲናት ዶግዓሊ ዝተፈጸመሉ ዕለት እዩ። ኣጋጣሚ ኣብ ጥቓ ቤት ማሕተም ዶግዓሊ ተወሊደ ዝዓበኹ…
Narrating Tigray!
ሎሚ መዓልቲ ዕለት 18 ጥሪ 2015 ዓ/ም እዩ።ኣብ’ዛ ዕለት እዚኣ፡ቕድሚ 136 ዓመት ድማ እቲ ዓርሞሻሽ ዝኰነ ታሪኻዊ ኲናት ዶግዓሊ ዝተፈጸመሉ ዕለት እዩ። ኣጋጣሚ ኣብ ጥቓ ቤት ማሕተም ዶግዓሊ ተወሊደ ዝዓበኹ…
ሓሞት ወይስ ኣዶ? ኻበይ ይውለድ ጀግንነት ኻብ ተሽከሞካዮ ፆር ኽብደት ብረት እንተዘይኾነስ ኢስብኣዊ ውርደት:: ኻብ ዝብላዕ ምስኣን ጥምየት ኻብ እርቃን ድኽነት ኻብ ዐልየት ጭቆና ባርነት ምሕሮ የለ ዕድገት ሕክምና ኣልቦ ሞት ድንገት:: ጀግና ኣቦ ኣይብሉን ኣዶ ሓሞት የብሉን ዘንድዶ እኻዳኣ ሓቦ ምስነደዶ:: ብረት ንኽእጠቅ ዝግደድ ኸሳድድ ንኽሳደድ ኽድይብ ንኽወርድ ኽፋሗኽ መሬት መሬት ፀላዒ እንትገጥሞ ፊት ንፊት መዳፍዕ እንትውርወር ንቅድሚት: ቡምባታት እንትባራዕ ሓዊ የማን ፀጋም እንትባላዕ:; መሬት ስማይ እንትደባለቅ ልቢ እንተንፈርፍር እንትጭነቅ ኸምጨጎራ ንቅድሚት እንትፋሗኽ ንድሕሪት ወይ ፈንትኽ:: ቆላሗ እንትብል ኽዝክር እንታይ ኣሎ ተገደፈ ብድሕሪት ዘይችግር ለካስ ኣለኹ እናበለ ጠጠው ኢሉ ሞት ሞትንሞቱ መረፀ ናይፀላኢ ጥይት:: ዘሊሉ ትጠጉግ ዓሣ ኸምዝረኣየ ዐንጉግ::…
ቀኑን ያለቀበት ኣውራ ዶሮ ቁንጩን ሺቅብ ገትሮ ኣቦራ ሲረጭ ጭሮ ጭሮ: እንደ ቢራቢሮ: ቀይ ብጫ ኣረንጓዴ ክንፍን ገትሮ: ፈክሮ ፈክሮ: በስማይ ከንፎ በሮ ጏሮ ለጏሮ ተሽከርጅሮ ማን ኣለ ከኔ ሌላ ዘንድሮ ሄደ ሊዋጋ ከቀበሮ ለምን ቅምጢትዋን በላህብኝ ብሎ:: መስሎት እንደኣመሉ እንደወትሮ: ቀንዝሮ ቀንዝሮ ሲደፈጥጥ እንስትዋ ደሮ ጫጭቶችዋን ኣባሮ:: እየተዝመገመገ ቀበሮ ጉድጋድ ጥልቅ የጭን ገረዲቱን ሊነቅ:: ታድያ ቢጠብቅ: ቢጠበቅ እግረኛ ሠራዊት እርሱን የሚያደንቅ ኣሸናፊ ኣለቃ ከጉድጏድ ሊል ብቅ: ቢጠብቁ ቢጠብቁ እንካን ኣውራ ደሮ ክንፍም አልወጣም ተስፈንጥሮ: ለካስ የኖሩት እድሜ ልክ በቅዠት መቀምቅ ነገር ዓለሙ ጠንቀ ቅ ብለው ሳያውቁ: ኣውራ ደሮው ትልቁ እዝያው ከጉድጏድ ድብን ብሎ ማለቁ:…
ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት 13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…
ያሬድ ሕሉፍ ንሕና! ንሠርሕ የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ I’ll ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ:: ንሕና ተጋሩ ንሳቶም አምሓሩ ብደም ስብ ዝሰኸሩ::…
©ብፍጹም ተኽላይ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ዝፈልጦም ዶክተር ሓሰን ኣደም ዝተባህሉ ዕድመን ቀለምን ጽግብ ዘበሉ ነበሩ። ዶክተር ሓሰን ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ንልዕሊ 36 ዓመታት ዝነበሩን ኣብ ዝተፈለለዩ ስቴታት ‘ታ ሃገር ኣብ…