ንሕና!

Byaiga

Dec 20, 2022

ያሬድ ሕሉፍ

ንሕና!

ንሠርሕ 

የፍርሱ

ንተክል

ይቆርፁ I’ll

ነስቲ

ድርቂ ይጋብዙ

ንሕብሕብ

ሥጋ ሰብ ይቆርፁ

እውቀት ንምሕዝ

አ እምሮ የደብዝዙ

ፍትሓውያን

ፍርደ ገምደላውያን

ንፅዕር

ይፍክሩ

ንምነይ

ይጅሓሩ

እንትንቃለስ ኽንነብር

እንትቀትሉ፥

እንትርሕርሕ

ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ::

ንሕና

ተጋሩ

ንሳቶም

አምሓሩ

ብደም ስብ ዝሰኸሩ::

ኣሕንቂ ቅናዮም

እንታይ ዘይገበሩ:: 

By aiga