Sat. Dec 3rd, 2022

Month: November 2022

ዘይወግሕ መሲልዎ/ዋ!

መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ:  መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ  ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ  – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ…