እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት እዚ ግፍዒ ዝኾኑ ግለ-ሰባት ኣድላዪ መረዳእታ ንምትእኽኻብ ክትሕግዙና ብትሕትና ንላቦ።  እዚ ቅጥዒ እዚ ን ተኸታተልቲ 3 መዓልቲታት ክሳብ ጁላይ 31 2022 ዝፀንሕ ይከውን።

ቅጥዒ መምልኢ ሊንክ https://tinyurl.com/5x46adxh

እዚ ቅጥዒ እዚ ብ ደንቢ ድሕንነቱ ተሓልዩ ንቤት ፅሕፈት ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት መንግስታት ጥራሕ እነካፍሎ ኮይኑ ኣብ ጉዳይ ጥቡቕ ምስጢራውነት ተጠቃዓይ እቲ ጀኖሳይድን መቕርባት ቤተሰብን ስግኣት ክሓድር ኣይግባእን። ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ንተወሳኺ ሓበሬታ ወይ ከኣ ፍሉይ ተበግሶ ንምውሳድ ናብ [email protected] ወይከኣ [email protected] ኢመይል ምልኣኽ ይከኣል።

ኣሰናዳኢት መመዝገቢ ቅጥዒ
ዓይጋኒውስ

By aiga